HRW says President Afwerki has not reformed education system that conscripts students into government service

-

ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ንተመሃሮ ኣገዲዱ ናብ መወዳእታ ግዜ ዘይብሉ ውትህድርናን ናይ መንግስቲ ስራሓትን ዝገብር ቀንዲ ጠንቂ ናይ ኣሻሓት ስደት ኤርትራዊያን ምዃኑ  87 ገጽ ዝሓዘ ሓዲሽ ናይ ሁዪማን ራይት ዎች  ሪፖርት ገሊጹ።