Australia pledges participate in Ethiopia's economic development.

Tigray Region's airliner.

Bekele Gherba's speech

-

ኣውስትራልያ ኢትዮጵያ ንዝወጠነቶ ጥጡሕ ባይታ ምህዞ ከም ትድግፍ ኣፍሊጣ፡፡

 ብ4 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ቅድሚ ክልተ ዓመት ክህነፅ ዝተወጠነ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ባዕኸር ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ተባሂሉ ዛጊድብ ሰንኪዋ ሕዲበጀት ኣይተዛዘመን ተባሂሉ። ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር'  ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር  ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡

  ፖለቲከኛ በቀለ ገርባ ኣብ ጉዳይ ምዕፃው ፅርግያ መስመር ኣዲስ ኣበባ ወልድያ መቐለ ንሰብ መዚ መንግስቲ ፌዴራልን ክልል ኣምሓራን ነቒፎም ፡፡