Saron Tsegay from the Eritrean community is a woman truck driver and she shares her experience with SBS Tigrinya.

-

 

ነባሪት ከተማ መልበርን ዝኾነት ወ/ሮ ሳሮን ጸጋይ ኣብቲ ካብ ማሕበረሰባትና ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ተዋፊረን ዘይሰርሓሉ ምዝዋር ዓባይ መኪና (ትራክ) ስራሕ ተዋፊራ ትርከብ እያ። ንምንታይ ናብዚ ብደቂ ኣንስትዮ ዘይተለምደ ስራሕ ተዋፊራ? ንልዕሊ 6 ዓመታት ተዋፊራትሉ ዘላ ስራሕ እንታይ ረብሓታት ረኺባትሉ፡ ኣብ ስራሕ ዘጓንፋ ጸገምን ካልእን ኣብቲ ተዋፊራትሉ ዘላ ስራሕ ተመኩሮኣ ኣካፊላትና ኣላ።[node_list uuid="4697ea8b-f044-4710-8be8-e639bc2a4ece,e7366dd6-405f-4b6a-ad0c-541508a4d769"]