ተመራመርቲ ጠፈር፡ ብ 500 ትሪልዮን ግዜ ካብ ብርሃን ጸሓይ ዝበርህ ነገር ኣብ ዩኒቨርስ ረኪቦም።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - February 21, 2024 04:33 - 6 minutes - 8.35 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ዉጥረት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንኣታዊታት ግብጺ ይጸልዎ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ለካቲት 2024)
Next Episode: ኣመሪካ ኣብ መንጎ ዕጡቕ ፋኖን መንግስቲ ኢትዮጵያን ልዝብ ክግበር ሓቲታ።
ብኣውስትራልያ ዝምራሕ ጕጅለ ተመራመርቲ ጠፈር (astronomers) ፡ ኣብ ዩኒቨርስ እቲ ዝደመቐ ብርሃን ዘለዎ ነገር ክኸውን ዝኽእል ከምዝረኣየ ኣፍሊጡ ። ምብራሁ 500 ትሪልዮን ግዜ ካብ ጸሓይ ብርሃን ዝበልጽ ከም ዝዀነን quasar, ዝበሃል እዩ ። እዚ ዝስዕብ ዝርዝር ሓበሬታ ናይዚ ርኽበት ዝገልጽ እዩ ።