ኣመሪካ ኣብ መንጎ ዕጡቕ ፋኖን መንግስቲ ኢትዮጵያን ልዝብ ክግበር ሓቲታ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - February 21, 2024 21:01 - 3 minutes - 2.35 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ተመራመርቲ ጠፈር፡ ብ 500 ትሪልዮን ግዜ ካብ ብርሃን ጸሓይ ዝበርህ ነገር ኣብ ዩኒቨርስ ረኪቦም።
Next Episode: ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ለካቲት 2024)
ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ብዙሓት ሰባት ብሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዝተቐተሉ መሰኻኽር ገሊጾም። ኣመሪካ ኣብ መንጎ ዕጡቕ ፋኖን መንግስቲ ኢትዮጵያን ልዝብ ክግበር ሓቲታ።