ዉጥረት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንኣታዊታት ግብጺ ይጸልዎ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ለካቲት 2024)
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - February 21, 2024 00:50 - 5 minutes - 7.41 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ንምምሃር ካብ መንግስቲ ዝወሃብ ናይ ልቓሕ መደባትን ኣገባባትን፡
nay 21 ለካቲት 2024 ዝተዳለወ ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ውጥረት ብምስፋኑ ግብጺ ካብ መትረብ ስወጽ ዝርከብ ኣታዊታት 40-50% ከም ዝጎደለ ገሊጻ። መስራቲ ዊኪሊክስ ጁልያን ኣሳንጅ ብሰንኪ ሕማም ናብ ቤት ፍርዲ ለንደን ኣይቀረበን ፣ ን ውግእ እስራኤል-ሓማስ ብህጹጽ ሰብኣዊ ንጥፈታት ደው ክብል ብዉሕሃ ዝቐረበ ንድፊ፡ ኣመሪካ ብዘለዋ ናይ ቐውፊ ስልጣን ከይሓልፍ ገይራቶ።