ረመዳን ክጅምር ሒደት መዓልትታት ይተርፎ ፡ ኣብ ቓዛ ውግእ ደው ንምባል ግዜ ግና እናተወደአ ይኸይድ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - March 06, 2024 06:42 - 7 minutes - 9.84 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (6 መጋቢት 2024)
Next Episode: "ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይስራሕ ኣሎ።" ኢትዮጵያ
ረመዳን ክጅምር ሒደት መዓልትታት ተሪፍዎ ኣብ ዝሎ እዋን ፡ ኣብ ቓዛ ውግእ ደው ንምባል ግዜ እናተወደአ ይኸይድ ኣሎ ። ኣዛተይቲ ፡ ተወሳኺ ረዲኤት ናብቲ ዞባ ክቐርብን ነቶም ብሃማስ ተታሒዞም ዘለዉ ጅሆ ድማ ናብ ዓዶም ንኺምለሱ ተስፋ ብምግባር እዮም ኣቐዲሙ ስምምዕ ምቍራጽ ተዅሲ ክግበር ፡ ዝትስፈዉ ፡። ኣዚ ዝቕጽል ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ ፡ ኣብታ ተኸርዲና ዘላ ወሽመጥ ልዕሊ መጠን ጥሜትን ጕድለት ምግብን ተኸሲቱ ኣሎ ።