"ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይስራሕ ኣሎ።" ኢትዮጵያ
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - March 06, 2024 21:53 - 3 minutes - 2.42 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ረመዳን ክጅምር ሒደት መዓልትታት ይተርፎ ፡ ኣብ ቓዛ ውግእ ደው ንምባል ግዜ ግና እናተወደአ ይኸይድ ።
Next Episode: “ከምዚ ኣብዚ ዝሰርሖ ዘለኹ ኣብ ዓድና ከይደ ክሰርሕ’የ ዝምነ።” ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማን
ኢትዮጵያ: ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይስራሕ ከም ዘሎ ገሊጻ። ህወሓት "ንኲናት ይዳሎ ኣሎ" ንዝብል ክሲ ነጺጉ። ኤርትራ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ጽምዶ ኣበርቲዓ ትሰርሕ ከም ዘላ ተገሊጹ።