“ከምዚ ኣብዚ ዝሰርሖ ዘለኹ ኣብ ዓድና ከይደ ክሰርሕ’የ ዝምነ።” ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማን
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - March 07, 2024 03:07 - 25 minutes - 22.1 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: "ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይስራሕ ኣሎ።" ኢትዮጵያ
Next Episode: ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2024)
ኣብቲ ሒዛቶ ዝመጸት ናይ ጂኦግራፍ ትምህርቲ ካልእ ተወሳኺ ዲግሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ተማሂራ፡ ኣብ ምምኻርን ምምሃርን ደቂ ኣንስትዮ ተዋፊራ ትሰርሕ ዘላ እያ። ወ/ሮ ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማን ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ተሞክሮኣን ምኽሪን ሂባ ኣላ።