SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

Tim Fischer - "ቲም ፊሸር ዓቢ ህያብ ንህዝቢ ኤርትራ እዩ ኔሩ።" ኣምባሳደር ፍስሃየ ኣብርሃም

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - August 28, 2019 06:26 - 17 minutes - 32 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


Tim Fischer

-

ናይ ቀደም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ቲም ፊስቸር ኣብ መበል 73 ዓመቱ ብዝነበሮ ሕማም ናይ ደም ካንሰር ዓሪፉ።

ንሱ ካብ ፖለቲከኛታት ኣውስትራሊያ ፍትው ዝነበረ ኮይኑ፡ ካብ ሓረስታይ ናብ ወተሃደር ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብ ኣውስትራሊያ ካልኣይ መራሒ ኮይኑ ኣገልጊሉ።

 ሓጺር ታሪኹን ምስ ኤርትራ ዝነበሮ ምት እስስራትን ኣመልኪቱ  ኣምባሳደር ፍስሃየ ኣብርሃም መብርሂ ሂቡ ኣሎ።