SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

International referee Tesfay Gebreyesus passes away, Eritrean and Ethiopian journeys end in CECAFA U15 - ኣብ 1980 ናይጀርያን ኣልጀርያን ንፍጻመ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዝገጠማሉ ኣቶ ተስፋይ ገብረየሱስ ዳኛ ኔሩ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - August 26, 2019 10:24 - 10 minutes - 19.8 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


Weekly Sport (26/08/2019)

- All African Games 2019

- International referee Tesfai Ghebreyesus passes away

- Tour of Indonesia, La Vuelta a Espana

-

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/08/2019)

ግጥማት ሴካፋ ት15 መንእሰያት 2019 ኣብ ኣስመራ ምድባዊ ግጥማት ብምጥቕላልን ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዝሓለፋ ጋንታታት ብምርግጋጽን ይቕጽሉ’ለው፡ 

ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ኢስፓኛ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ካብ ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ጽጋቡ ግርማይ ካብ ሚቸልተን ስኮት ይሳተፉ፡

ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ኣብ ሞሮኮ ይካየዱ'ለው፡ ሕርይቲ ጋንታ ቅ/ብ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ካልኣይቲ ወጺኣ፡

ገዲምን ምኩርን ኣህጉራዊ ዳኛ ተስፋይ ገብረየሱስ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ