news ethio

-

ኣካል ናይቲ ኣብ ካቢኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ለውጢታት፣ ድሕሪ ንሰሙናት ዝጸንሐ ገምጋማት ለውጢታት ሽመት ተገይሩ፡ ልኡኽና ጽብጻብ ናይዚ ምስቶም ሓደሽቲ ሰብ መዚ ትግራይ ዝገበሮ ሓጺር ቃለ መሕትትን ቀሪቡ ኣሎ፡

ኣይተ ኣማኒ ኤል ኣሰፋ ተኪኤ፣ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ

ኣይተ ነጋ ኣሰፋ መኮነን፣ ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መን እሰያትን ስፖርትን

ኣይተ ረዳእ ሃለፎም ወልደስላሴ፣ ሓላፊ ቢሮ ርክብን መንእሰያትን

ዶ/ር ኣትንኩት መዝገቦ፣ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን