ethiopia

-

ብዓሌቶም ምኽንያት ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያን መትከሊ እግሪ ከም ዝወሃብ ምክትል ምምዳር ትግራይ ተዛሪቦም፡፡

እቶም መጥቃዕቲ ዘውረዱ ሰባት ከዓ አብ ትሕቲ ቀይዲ ይውዕሉ ከም ዘለው አብሪሆም፡፡

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ ንክልተ ሰብ መዚ ካብ መዝነቶም አልዩ ንካልኦት ሽዱሽተ ከዓ መጠንቀቕታ ከም ዝሃበ አፍሊጡ፡፡

ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ሃ/ማርያም ደሳለኝ ንሰለስተ መኰነናት ጀነራል መዓርግ ምክትል አዛዚ ኢታማዦር ሂቦም፡፡

ፕረዝደንት ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ን አርብዓ አባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፀፍሒታት መዓርግ ሂቦም፡፡