SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

ABUSE LAW - ሓዲሽ ሕጊ ጸረ ዓመጽ ቆልዑ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - August 18, 2019 05:09 - 5 minutes - 10.4 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


ABUSE LAW RNF

-

ንቖልዓ ብግብረ ስጋ ዓሚጸ ኢሉ ኣብ ቅድመይ ዝተናዘዘ ሰብ፡ ናብ ፖሊስ ከይድ ካብዝነግረሉ ክእሰር እመርጽ ክብል ኣብ መልበርን ላዕለዋይ ካህን ካቶሊክ ኣረጋጊጹ።

 ብ 14 ነሓሰ ዝጸደቐ ሓዲሽ ናይ ቪክቶሪያ ሕጊ፡ መንፈሳዊያንን ናይ ሃይማኖት መራሕቲን ብዛዕባ ግብረስጋዊ ዓመጽ ቆልዑ ንመንግስቲ ሪፖርት ክገብሩ የገድድ።