SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

መራሕቲ ህዝባዊ ኣብያን መራሕቲ ውተሃደራዊያንን ሱዳን ዉዕል መሰጋገሪ መንግስቲ ፈሪሞም።( ካብ ዜናታት ቀርኒ አፍሪቃ)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - August 18, 2019 02:57 - 6 minutes - 11.4 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


ኣብታ ስደተኛታት ጽዒና ተኸርዲና ዝጸንሐት መርከብ ዝነበሩ መሰነይታ ዘይብሎም ቆልዑ ናብ ጥልያን ክኣትዉ ተፈቐዲዎም

ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ካውንስልን ቀንዲ ልፍንቲ ተቓወምቲን ናብ ሲቪላዊ ስርዓት መገዲ ዝመርሕ ናይ ስልጣን ምምቕራሕ ስምምዕ ብወግዒ ፈሪሞም።[node_list uuid="cefbcdda-3420-466d-a95f-a8d74d344267,d21e00d0-62be-4e18-b7ef-a5c4a2fc26f5"]