ን30 ዓመታት ኣነ ኣብ በረድ'የ ብነፋሪት ዝዓልብ ኔረ፡ እዚ ንፈለማ ግዜ ኣብ እምኒ ዝዓለብኩሉ ዓመት'ዩ
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - November 22, 2023 07:45 - 7 minutes - 5.45 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ወለዲ ደቆም ይጽገሙ ከምዘለዉን ሓገዝ ከምዘድልዮምን ከለልዩ ምሕጋዝ ሓደ ካብ'ቶም ከበድቲ ብድሆታት'ዩ
ድሒሩ ኣብ'ዚ ወርሒ መራሕቲ ዓለም፡ ክኢላታት ክሊማን ተጣበቕቲ ከባቢን ኣብ ዋዕላ ክሊማ ኮፕ-28 ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክራኸቡ'ዮም። ዓለም ኣብ ጫፍ ነጥቢ ዋዒ በጺሓ ከምዘላ ዝያዳ መርትዖ እንተደልዮም፡ ናብ'ቶም በረዳት ክብረወሰን ብዝኾነ ግዜ ዝጠፍእሉ ዘለዉ ኣኽራናት ኣልፕስ ኢጣልያ ከቕንዑ ይኽእሉ።