"ብዛዕባ'ዚ ከይትጽሕፍ እናተበሃልኩ ብዙሕ ኣሕሊፈ፡ እንተኾነ ምጽሓፍ ክገድፎ ኣይክእልን'የ" ዕላል ምስ ደራሲ "ሰነድ ሰማንያ" በረኸት ምስግና
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - October 29, 2023 22:15 - 41 minutes - 30.5 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2023)
Next Episode: ብክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ።
ጸሓፊ ናይ ረዲዮ ድራማታት፡ ፊልምን መጽሓፍትን ጋዜጠኛ በረኸት ምስግና ኣብዚ ዓመት፡ ካልኣይቲ መጽሓፉ "ሰነድ ሰማንያ" ኣሕቲሙ ንነበብቲ ዘርግሒዋ ይርከብ። ብዛዕባ መጽሓፉ ካብቲ ብስደት ዝነብረሉ ኣንጎላ ምስ ደራሲ መጽሓፍ "From Asmara to the Yara" ኢብራሂም ሓጅን ጋዜጠኛ በየነ ሰመረ ዝገበሮ ዕላል።