ኣይትጠቐምሉ ወይ ንሓዋሩ ክትስእንዎ ኢኹም - ሓካይም ኣንቲባዮቲክስ ልዕሊ መጠን ከይንጥቀም የጠንቅቑ
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - November 18, 2023 00:20 - 5 minutes - 4.61 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: #50 Let's go fishing! (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS: ንኺድ ንግፈፍ ዓሳ!
Next Episode: ኩፊያ ምግባር ፖለቲካዊ ተግባር ድዩ፧ እንታይ ማለት'ዩ ኸ፧
ኣብ ኣውስትራልያ ብዛዕባ ሰባት ዝወስድዎም ወይ ዝጥቀሙሎም ዘለዉ መጠናት ሓሳኹ ዝቐትሉልና ጸረነፍሳት/ኣንቲባዮቲክስ እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ሻቕሎት ፈጢሩ'ሎ። ሓካይም ኣድማዕነትን ቀረብን ኣንቲባዮቲክስ ደረት ዘይብሉ ከምዘይኮነን ሓደስቲ ጸገማት ጥዕና እንተተቐልቂሎም ከቢድ ሳዕቤን ክህልዎም ከም ዝኽእልን የጠንቅቑ።