"እቶም ወለዲ ትግርኛ ይዛረቡ፡ ደቆም ግና እንግሊዝኛ ስለ ዝኾነ ቆልዑ ቋንቋኦም ክመሃሩ ኣለዎም ኢለ'የ ተበጊሰ።" ሶሎሜ ሞጎስ
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - February 29, 2024 03:40 - 12 minutes - 10.1 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ንልዕሊ 20 ዓመታት ናይ ዝሰወሩዎም ሰባት ሃለዋት ክነግሩ ተሓቲቶም። (ጸብጻብ)
Next Episode: ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቲ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ለካቲት 2024)
ወ/ሮ ሶሎሜ ሞጎስ ናብ ኣውስትራሊያ ካብ ትመጽእ ነዊሕ እዋን'ኳ እንተ ዘይገበረት፡ ቆልዑ ቋንቋ ትግርኛ ክመሃሩ ኣለዎም ካብ ዝብል ተበግሶ ቋንቋ ኣዲኦም ከጽንዑ ትጽዕር ኣላ። ምስዚ ዝተኣሳሰር ብዛዕባ ትገብሮ ንጥፈታት ኣዕሊላ ኣላ።