ምድላው ስራሕ ንምምልካትን ንምርካብን (ምንባር ኣብ ኣውትራሊያ)
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - March 05, 2024 10:16 - 10 minutes - 15.2 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 መጋቢት 2024)
Next Episode: ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (6 መጋቢት 2024)
ብዛዕባ ዘገድሰካ ስራሕ ኣብ መወዓውዒ ክትድህስስ ከለኻ ፡ ነቲ ብድሕሪኡ ዝስዕብ ስጕምትታት ምርዳእ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ። ስራሕ ንምምልካት ምጽሓፍ ከቢድ ክኸውን ዝኽእል እኳ እንተዀነ: ንትጽቢት እቲ ስራሕ ክቖጽረካ እትደልዮ ኣስራሒ ምርዳእ ግን ነቲ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ክብ የብሎ ።