SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

Uganda wins CECAFA U15; presidents of Eritrea and CAF meet at an office near a dam - ወልፊ ሽጋራ ኣሰልጣኒ ጁቬንቱስ ሞውሪዝዮ ሳሪ የሻቕል፤ ፕረዚደንት ካፍን ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣብ ቤት ጽሕፈት ዓዲ ሃሎ ተራኺቦም፡

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - September 02, 2019 08:03 - 13 minutes - 24.2 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


Weekly Sport (02/09/19)

- President Isaias meets CAF president in Adi Halo

- Ethiopian athletes victorious at All Africa Games in Rabat

- Vuelta a Espana into second week, Amanuel and Tsgabu persist

- Maurizio Sarri and his smoking

-

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/09/2019)

ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ት15 ብዓወት ኡጋንዳ ተዛዚሙ፡ ኣብኡ ዝተረኽበ ፕረዚደንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ናብ ዓዲ ሃሎ ምብጻሕ ብምፍጻም ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተራኺቡ፡ 

ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ኢስፓኛ ካልኣይ ሰሙኑ ይኣቱ፡ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ጽጋቡ ግርማይን ከኣ ኣብኡ ርብርቦም ይቕጽሉ፡

ኣብ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ ኢትዮጳያውያን ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 10 ሽሕ ሜ ፖድየም ዓብሊለን፡

ኢጣልያዊ ኣሰልጣኒ ሞውሪዝዮ ሳሪ ምስ ሽጋራ ዘለዎ ፍቕሪን ወልፊን ንኣስራሕቱ የቐይምን የሻቕልን፡