Report

-

ትማሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዝተኻየደ ዓቢ ጉያ ኢትዮጵያ ልዕሊ 40 ሺሕ ሰባት ተሳቲፎም፡ 2 ካብ ተሳተፍቲ ሞይቶም።

ንዓወት ዓድዋ ዘንጸባርቕ ሙዝየም ክህነጽ ጀሚሩ።

ኣብ ጎንጺ ኦሮሚያን ሶማሊያን ኢድ ነይርዎም ዝተባህሉ 103 ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።