SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

SBS Tigrinya News 26 Aug - ኣብ ሱዳን ብዉሑጅ ልዕሊ 60 ሰባት ሞይቶም (ካብ SBS ትግርኛ ዜና)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - August 26, 2019 06:33 - 6 minutes - 12.6 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


SBS Tigrinya News 26 Aug

-

ኣርእስታት ዜና፡

ኣብቲ ብ G-7 ዝበሃል ዋዕላ ሓያላት ሃገራት ፈረንሳ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ምዕዳም ንተጋባእቲ ከምዘገረመት ተፈሊጡ።

SBS ንሃገራዊ ውድድር ቋንቋታት ዕድመ ኣቕሪቡ።

ኣብ ሱዳን ብዉሑጅ ልዕሊ 60 ሰባት ሞይቶም

ኣብ  ሆንግ ኮንግ ዝግበር ዘሎ ተቓዉሞ ናብ ጎነጽ ተቐይሩ።