SBS interview with the late artist Mulugeta Beyene -

ወናምን ገዲምን ስነ ጥበባዊ ሙሉ ጌታ በየነ አብ እገሩ ብዘጋጠሞ ኩነታት ምርካስ ዓሪፉ፡፡ ዝሓለፈ ረቡዕ 5 ሚያዝያ 2008 ዓ.ም ከም አቆፃፅራ ኢትዮጵያ አብ ትውልዲ ዓዱ ትግራይ ከተማ ውቅሮ ሐመድ ድበኡ ተፈፂሙ፡፡ ቅደሚ ገለ አዋርሕ አብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ብዛዕባ ስራሕቱን ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝነበሮ ተዘክሮታትን ቀፃሊ ሰሙን አብ ኤስ ቢ ኤስ ስምዕዎ፡፡