Religion

-

ኣውስትራሊያ ካብ እዋን ፈደረሺን ኣትሒዛ ዓለማዊት ወይ ብሃይማኖት ዘይትመሓደር ሃገር እያ።

 

እቲ ናይ 1901 ቅዋም ፡ መንግስቲ ኮመን ወልዝ ኣብ ነጻነት ሃይማኖት ኢዱ ከየእቱ ዝኽልክል እዩ።

 

እንተኾነ ኣውሮጵውያን ካብቲ ናብዚ ሃገር መጺኦም ክነብርሉ ዝጀመርሉ ጊዜ ኣትሒዙ፡ ኣብዚ ሃይማኖት ክርስትና ዝዓብለለሉን 30 ሚእታዊ ካብቲ ህዝቢ ድማ ሃይማኖት ዘይብሉን ኣብ ዘለዎ ሃገር  ደኣ ነጻነት ሃይማኖት ብከመይ እዩ ዝኽበር?

 

…እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክትንትኖ እዩ፡፡