SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

Inaugural CECAFA U15 in Asmara, Eritrea and Ethiopia lose opening matches - 'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ'

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - August 19, 2019 07:40 - 12 minutes - 23.3 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


Weekly Sport (19/08/19)

Inaugural CECAFA U15 tournament underway in Asmara, both Eritrea and Ethiopia lose opening games

Amanuel Ghebrezgiabher finishes strong at the Vuelta a Burgos

Eritrea team participating at the Tour de l'avenir

The enigmatic Nick Kyrgios

-

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/08/2019)

ቦኽሪ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ኣብ ኣስመራ ይካየዱ ኣለው፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብስዕረት ጀሚረንኦ፡ 

ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ አ በርጎስ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ንጋንትኡ ዳይመንሽን ዳታ ዝለዓለ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡

ኣብ ዙር ደ ለ'ኣቭሪን ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝነኣድ ውጽኢት የመዝግቡ፡

ክእለቱን ብቕዓቱን ውሃ ዘበለ ጠባዩ ግን ምስኡ ዘይዛመድ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ኣውስትራሊያ ሰባት ኣብ ምንታይ ከምዝምድብዎ ሓርቢትዎም፡