Ethiopian Politic; analyasis

-

ብሊቃነ መናብርት አርባዕቲኦም ውድባት ማለት አቶ ሀይለ ማርያም ደሳለኝ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ሊቀ መንበር ውድብ ደህዴን ካብ ደቡብ፣ አቶ ደመቀ መኮነን ምክትል
ቀዳማይ ሚንስትር ሊቀ መንበር ውድብ ብኣዴን ካብ አምሓራ፣ ዶ.ር ደብረ ፅዮን ገብረ ሚካኤል ሚንስትር ኢንፎርሜሽንን  ቴክኖሎጂን ሊቀ መንበር ውድብ ህወሓት ካብ ትግራይ፣ አቶ ለማ መገርሳ ፕረዝደንት ክልል ኦሮምያ ሊቀ መንበር ውድብ ኦህዴድ ካብ ኦሮም፣ ብሓንሳብ ኮፍ ኢሎም ንህዝቢ ዝገለፁዎ ናይ ጣዕሳ፣ ንሳሃን መፅበዓን መደረ፡-