SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

Diversity: Interview with Dr Aman - “ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - August 12, 2019 09:23 - 56 minutes - 103 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


Diversity: Interview with Dr Aman

-

ጥቕሚን ጉድኣትን ምህላው ብዙሕነት (Diversity): ኣብ ሃገር ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ሳዕቤኑ እንታይ እዩ። ብዙሕነት ናይ ሓንቲ ሃገርከ ረብሓ ድዩ ጉድኣት? ብሰንኪ ብዙሕነት ክመጹ ዝኽእሉ ጸገማትን ኣፈታትሖኦምን ከመይ ይመስል? ዝብሉን ካልእን ብዛዕባ ብዙሕነት መጽናዕቲ ምስዝገበረ ዘተ SBS ትግርኛ  ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል እዩ።