SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

ልዕሊ 4 ሽሕ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዞባ ማእከል ናብ ሳዋ ከምተወስዱ ተፈሊጡ። (ካብ ዜናታት)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Tigrinya - August 22, 2019 07:03 - 7 minutes - 13.9 MB - ★★★★★ - 9 ratings
News sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed


ኣርእስታት ዜና

ብክሲ ግብረ ስጋ ቖልዑ ገበነኛ ኮይኑ ተባሂሉ ዘሎ ካርዲናል ፐል ካብቲ ገበን ንጹህ ምዃኑ ከምዝኣምን ናይ መልበርን ሊቀ ጳጳስ መልበርን  ገሊጹ።

ካብ ጃልባ ከይወርዱ ን20 መዓልታት ኣብማያት ዝጸንሑ ኤርትራውያን  ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ላምፐዱሳ ክትኣዉ  ተፈቑዱሎም።

ናይ ቀደም ናይ ኣውስትራሊያ መራሒ ሰልፊ ናሽናልስን ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ቲም ፊሸር ኣብ መበል 73 ዓመቱ ዓሪፉ።

ፍሉጥ ኪኢላ ቁጠባ ዓብደላ ሓምዶክ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ኮይኑ ቃል ማሕላ ፈጺሙ ኣሎ።