ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 መጋቢት 2024)
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - March 18, 2024 23:22 - 4 minutes - 6.72 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መጋቢት 2024)
ንሎሚ 19 መጋቢት 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታቶም፡ ትሮፒካዊ ሳይክሎን ወይ ኣውሎ ንፋስ ሜጋን ን ሰሜናዊ ምብራቕ ኣውስትራልያ ብቐጻሊ ይወቕዖ ኣሎ: ሓይልታት እስራኤል ነቲ ኣብ ቓዛ ዝርከብ ሆስፒታል ኣል-ሺፋ ብምውራር ፡ ብዙሕ ጕድኣት ኣውሪዶም ፡ መራሕቲ ምዕራባዊ ዓለም ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ዳግማይ ብምምራጹ ይነቕፋ ቻይናን ኢራንን፤ ናይ እንቋዕ ሓጎሰካ መልእኽቲ ናብ ፕረሲደንት ፑቲን ይሰዳ።