ኣገዳስነት ኢደ ስራሓት ቀዳሞት ህዝብታት
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - February 13, 2024 06:58 - 9 minutes - 12.7 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ለካቲት 2024)
Next Episode: ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ለካቲት 2024)
ሓደ ካብቲ ኣዝዩ እተሓላለኸን ዝኸበደ ንምፍታሑን ኣብነታት ናይ ቀዳሞት ህዝብታት ቴክኖሎጂን ባህልን ፡ ብኢደ ስራሓት እዩ ዝግለጽ ። ሰራሕቲ ኢደ ስራሓት ጽባቐ ናይ ነገራት ይፈጥሩ : እቲ መስርሕ ግን ዓሚቝ ባህላዊ ኣገዳስነት ኣለዎ ። ኣብዚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣገባብ ኣሰራርሓን ኣብ ፍልጠት ምክፋል ዘለዎ ተራን ፣ ምስ ሰባትን ሃገር ክፈጥሮ ዝኽእል ርክብን ፣ ንስምዒት ክስሕበሉ ዝኽእለሉን ካልእን ክንድህስስ ኢና ።