“ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ካብ ቀደም ናይ ምዕራባውያን ወይ ናይ እስራኤል ተጻብኦ ኣለዎ ክትብሎ ዘጸግም እዩ።” ኣቶ ዳኒኤል ጋርዛ
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - January 22, 2024 05:02 - 16 minutes - 14 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥሪ 2024)
Next Episode: ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥሪ 2024)
ስትራተጂካዊ ረብሓታት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንኤርትራ ትማልን ሎሚን ብኸመይ ጸልይዋ፧ ካብ ፈለማ ሰብዓታት ኣትሒዙ ሲ ኣይ ኤ ምስ መራሕቲ ሰልፊ ናጽነት (በዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂ) ንምርኻብ ዝደረኸ ረቛሒታት፡ ወተሃደራዊ ሓገዝ ምዕራባውያን ንሰውራን መንግስቲ ኤርትራን ዝብሉን ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተሓሓዙ ነጥብታት ኣልዒልና ምስ ምሁር ወተሃደራዊ ሳይንስ ዳንኤል ተስፋሚካኤል ጋርዛ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት።