" ትግራይ ማእኸል ካልእ ኣዕናዋይ ኩናት ክንገብራ ኣይንፈቅድን።" ፕረዚደንት ግ/ም/ት ጌታቸው ረዳ
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - November 08, 2023 22:24 - 8 minutes - 6.53 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ጥዕና ኣእምሮን ሕውየትን ደቂ ተባዕትዮ ንሰላም ሓንቲ ስድራቤት ወሳኒ ባእታ።
Next Episode: ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሕዳር 2023)
ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ካልኦት ኣርእስታት ዜና፡ 4 ላዕለዎት መራሕቲ ክልል ትግራይ ካብ መንግስታዊ ሓላፍነት ተኣልዮም። ውሩይ ደራፋይ ቦብ ጌልዶፍ ናውቲ ትምህርቲ ንትግራይ ኣበርኪቱ ኣብ ወደባዊት ከተማ ዓሰብ ብዛዕባ ኣዋህባ ኣገልግሎት ዝምልከት ኣኼባ ተኻይዱ።