ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። (ጸብጻብ)
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - November 26, 2023 22:36 - 5 minutes - 2.88 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሓውዩ ድሕሪ ምምላሱ ሽቶ ኣመዝጊቡ፣ ኣብ ማራቶን በይጂንግ ስራነሽ ይርጋ ተዓዊታ፣
ግዝያዊ ምምሕዳር ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ዝውዕል 50 ሚልዮን ብር ሰሊዑ ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፅ መፍረይ ሓፂን ሌጀንድ ብወግዒ ተኸፊቱ ቆምስ ኣብ ሰረቀብርሃን ፡ ብፁእ ኣቡነ ሰላማ ተባሂሎም ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ሰብከት ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ኮይኖም ከገልግሉ ተሸይሞም ብብልሽውና ዝተዘምተ 9 ቢሊየን ብርን ልዕሊ 4 ሚሊየን ካሬ ሜትር ቦታን ከም ዘምለሰ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ኢትዮጵያ ሓቢሩ።