ስምምዕ ባሕሪ ሶማሌላንድን ዝሰዓበ ግብረመልስታት ህዝቢታትን ሃገራትን።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - January 03, 2024 22:21 - 5 minutes - 4.65 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ኣብ ወደብ ዓሰብ ናይ ቀረባ ርሕቀት ናብ መርከብ ዘቕነዐ ነታጒ ተተኲሱ። (ሓጸርቲ ጸብጻብ ልኡኽና)
Next Episode: ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ጥሪ 2024)
ኢትዮጵያ ምስታ ገዛእ ርእሳ ተመሓድር ሶማሌላንድ ክራይ ባሕሪን ኣምሳያኡ ድማ ነታ ዓለም ኣፍልጦ ዘይሃባ ግዝኣት ሶማሊያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ክህባ ምዃኑ ዝወጸ ናይ ስምምዕ ዜና ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሶማሊያ፡ ሶማሊላንድን ህዝቢን መንግስታትን ኲነኔን ደገፍን ይህቡ ኣለዉ። ብዘይካ'ዚ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኢጋድን ካልኦት ተሰማዕቲ ሰባትን ብዛዕባዚ ጉዳይ ርእይቶኦም ይህቡ ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ሓጺር ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።