ንግጉይ ሓበሬታ ብኸመይ ንፈልጦን ንቃለሶን።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - February 28, 2024 00:11 - 12 minutes - 17.6 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ለካቲት 2024)
Next Episode: ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ለካቲት 2024)
ኣብዚ ሓበሬታ ብፍጥነት ብርሃን ዝውንጨፈሉ ዘሎ ዘመን ፡ ንሓቂ ካብ ሓሶት ፈሊኻ ምርኣይ ኣጸጋሚ እናዀነ ይኸይድ ኣሎ ። ከም ናይ ሓሶት ዜና: ግጉይ ሓበሬታ: ወይ ኮነ ኢልካ ንምግጋይ ዝወሃብ ሓበሬታ: ንኣረኣእያ ሰባት ኣብ ምቕያር፡ ኣብ ምቕራጽ ርእይቶታትን ኣብ ኣገዳሲ ውሳኔታት ጽልዋ ብምሕዳር ዝገብሮ ተጽዕኖ ተመሳሳሊ እዩ ። ሎሚ ፡ ነዚ እተሓላለኸ ዛዕባ እዚ ፡ መበቈሉ እንታይ ምዃኑ ብምቕላዕ ፡ ግጉይ ሓበሬታ ኣብ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ክህልዎ ዝኽእል ጽልዋን መብርሂ ኽንህብ ኢና ።