ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስ ግብጺ ትርከቦም ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ርክባት ከም ዘካየደ ተገሊጹ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Tigrinya - November 12, 2023 20:29 - 6 minutes - 5.61 MB - ★★★★★ - 9 ratingsNews sbs feature tigrinya Homepage Download Apple Podcasts Google Podcasts Overcast Castro Pocket Casts RSS feed
Previous Episode: ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሕዳር 2023)
Next Episode: ንሕውየት ሕማም ኣእምሮ፥ ምልላይ ምልክታት ጥዕና ኣእምሮ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኮሌጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ፡ 252 ተመሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣመሪቑ። ፕሮጀክታት ህንጸት ማይ ከተማ መቐለን ዓድግራትን ንምጅማር ዕድጊት ናውቲ ከም ዝተገብረ ተገሊጹ ካብ ቤት ህንፀት ከምልጡ ዝፈተኑ ዝተብሃሉ ተሃነፅቲ ሕጊ ብዝተወሰደ ስጉምቲ 4 ተቐቲሎም። --- ሚኒስትር ገነዘብ ኢትዮጵያ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለጥ ሪፎርም ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፆም።